ዶክተር ኣን ዓሊ፡ ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ኣስላመይቲ ኣባል ፈደራል ፓርላማ ኣውስትራሊያ ኮይና እተመርጸት'ያ ፡ እዛ ኣብ ግብጺ ተወሊዳ ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጸት ኣደ ክልተ ቆልዑ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ፖለቲካ ኣውስትራሊያ ክትበጽሕ እንታይ መገዲታት እያ ሓሊፋ? እዚ መደብ ብዛዕባ'ዚ ክድህስስ'ዩ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends