SKIP TO MAIN CONTENT

“ዘረባ ፕሮ.ኣስመሮም ለገሰ ነገር ጻሕቲሩ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝጽውዕ እዩ።” ተዛተይቲ ኤርትራዊን ኢትዮጵያዊን

Prof Asmerom
Source: YouTube

ብዛዕባ ዕርቂ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዝምልከት ፕሮፌሶር ኣስመሮም ኣብ ሓደ ቃለ መጠይቕ ዝሃብዎ መልሲ፡ ኣብ ማሕበራዊ መዲያታት ኣዛራቢ ኮይኑ ቀኒዩ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ካብ ማሕበረሰብ ትግራይ ዶ/ር መብራህቱ ገብረዮሃንስን ካብ ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣቶ ምሉእብርሃን ዮሃንስን ዘትዮሙሉ ኣለዉ። ገለ ካብ መልሲ ፕሮ. ኣስመሮም ለገሰ እዚ ዝስዕብ ይርከቦ፡ “ዕርቂ ክግበር እንተኾይኑ ፈለማ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል ይቕሬታ ክሓቱ ኣለዎም እንተዘይኮይኑ ሱቕ ኢልካ ምቕባል ዕሽነት እዩ።” “ካብ ቀደም ኣትሒዞም ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐዩ ስለዝኾኑ ካብዚ ክወጹ ኣለዎም”

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዛዕባ ዕርቂ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዝምልከት ፕሮፌሶር ኣስመሮም ኣብ ሓደ ቃለ መጠይቕ ዝሃብዎ መልሲ፡ ኣብ ማሕበራዊ መዲያታት ኣዛራቢ ኮይኑ ቀኒዩ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ካብ ማሕበረሰብ ትግራይ ዶ/ር መብራህቱ ገብረዮሃንስን ካብ ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣቶ ምሉእብርሃን ዮሃንስን ዘትዮሙሉ ኣለዉ። ገለ ካብ መልሲ ፕሮ. ኣስመሮም ለገሰ እዚ ዝስዕብ ይርከቦ፡ “ዕርቂ ክግበር እንተኾይኑ ፈለማ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል ይቕሬታ ክሓቱ ኣለዎም እንተዘይኮይኑ ሱቕ ኢልካ ምቕባል ዕሽነት እዩ።” “ካብ ቀደም ኣትሒዞም ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐዩ ስለዝኾኑ ካብዚ ክወጹ ኣለዎም”

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now