Source: Awet Teweldeካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ፕሮ/ ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ፕሮፌሶር ዓወት ተወልደ ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኲንስ ተመራማሪ ታሪኽ ኣፍሪቃ’ዩ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኲናትን ዝስዕብ ዘሎ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊ ቅልውላው ናይቲ ዞባን ክንይኡን ትንታነ ሂቡ ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ ካልኣይ ክፋሉ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ክቐርብ እዩ።
ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ፕሮ/ ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል ፕሮፌሶር ዓወት ተወልደ ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኲንስ ተመራማሪ ታሪኽ ኣፍሪቃ’ዩ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኲናትን ዝስዕብ ዘሎ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊ ቅልውላው ናይቲ ዞባን ክንይኡን ትንታነ ሂቡ ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ ካልኣይ ክፋሉ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ክቐርብ እዩ።