“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ

Source: Awet Tewelde
ፕሮፌሶር ዓወት ተወልደ ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኲንስ ተመራማሪ ታሪኽ ኣፍሪቃ’ዩ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኲናትን ዝስዕብ ዘሎ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊ ቅልውላው ናይቲ ዞባን ክንይ ኡን ትንታነ ሂቡ ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ ካልኣይ ክፋሉ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ክቐርብ እዩ።
Share