Source: SBS Tigrinyaሰሎሞን ገብረየሱስ “ሓደ ሃገር” ፡ ዮናስ ሃብተስላሰ ድማ “ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራዊያን” ዝብል መጸውዒ ዘለዎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኣበጊሶም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ በብዝመስሎም ምስ ዝቃለሱ ዘለዉ ሰባት እዮም። ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ተተኺሉ ዘሎ ስርዓት ኣብ ዝበዝሕ ዝሰማምዑሉ ጉዳያት እኳ እንተሎ፡ ፍልልያት ግን ኣለዎም፡ ካብዚ ቃለ መሕትት ምርዳእ ከምዝከኣል ብሓባር ኮይኖም ክቃለሱ ዘየኽእልዎም ነጥቢታት ኣለዉዎም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ዉዱብ ህዝባዊ ግንባርን ክብሪታቱን፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ነዚ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ክትሰምዑ እሞ ርእይቶኹም ክትህብሉ ንዕድም።
ሰሎሞን ገብረየሱስ “ሓደ ሃገር” ፡ ዮናስ ሃብተስላሰ ድማ “ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራዊያን” ዝብል መጸውዒ ዘለዎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኣበጊሶም ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ በብዝመስሎም ምስ ዝቃለሱ ዘለዉ ሰባት እዮም። ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ተተኺሉ ዘሎ ስርዓት ኣብ ዝበዝሕ ዝሰማምዑሉ ጉዳያት እኳ እንተሎ፡ ፍልልያት ግን ኣለዎም፡ ካብዚ ቃለ መሕትት ምርዳእ ከምዝከኣል ብሓባር ኮይኖም ክቃለሱ ዘየኽእልዎም ነጥቢታት ኣለዉዎም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ዉዱብ ህዝባዊ ግንባርን ክብሪታቱን፡ ንዝርዝር ትሕዝቶ ነዚ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ክትሰምዑ እሞ ርእይቶኹም ክትህብሉ ንዕድም።