Source: Saleh Yonus FB Pageምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ንኤርትራውያን ናብ ኣክሱም እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ኢሎም። ኢጋድ ዝነኣዱ ዕማማት ኣሳሊጠ ኢሉ። ቐጠር ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋቶ። ፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ሰልፍታት ኦሮሞን ቄሮን ብህድኣት ጠጠው ክብሉ ጸዊዖም።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ንኤርትራውያን ናብ ኣክሱም እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ኢሎም። ኢጋድ ዝነኣዱ ዕማማት ኣሳሊጠ ኢሉ። ቐጠር ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋቶ። ፕሮፌሰር መረራ ጉዲና ሰልፍታት ኦሮሞን ቄሮን ብህድኣት ጠጠው ክብሉ ጸዊዖም።