Lebanese Prime Minister Saad Hariri leaving after announcing his resignation Source: APኣብ ሊባኖስ ንሰሙናት ክግበር ድሕሪ ዝጸንሐ ኣንጻር መንግስቲ ተቓዉሞ ህዝቢ፤ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ከምዝወርድ ኣፍሊጡ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ሳዓድ አልሓሪሪ “ኣብ ዕጹው መዕጾ በጺሐ ኣለኹ” ኢሉ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ እንተወረደ’ኳ እቲ ተቓዉሞ ናይ ህዝቢ ቀጺሉስ ሊባኖሳዊያን ኣውስትራሊያዊያን ከይተረፉ ንህዝቦም ንምሕጋዝ ናብ ሊባኖስ ክኸዱ ጀሚሮም ኣለዉ።
ኣብ ሊባኖስ ንሰሙናት ክግበር ድሕሪ ዝጸንሐ ኣንጻር መንግስቲ ተቓዉሞ ህዝቢ፤ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ከምዝወርድ ኣፍሊጡ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ፡ ሳዓድ አልሓሪሪ “ኣብ ዕጹው መዕጾ በጺሐ ኣለኹ” ኢሉ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ እንተወረደ’ኳ እቲ ተቓዉሞ ናይ ህዝቢ ቀጺሉስ ሊባኖሳዊያን ኣውስትራሊያዊያን ከይተረፉ ንህዝቦም ንምሕጋዝ ናብ ሊባኖስ ክኸዱ ጀሚሮም ኣለዉ።