Source: Suppliedሓላፊ ቆንስላ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ብ 5 ጥቅምቲ 2019 ኣቶ መሓሪ ተኸስተ ንነበርቲ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኲንስላንድ ኣኪቡ መግለጺ ሂቡ ኔሩ። ኣብቲ እዋን ገለ ካብ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኣንጻር ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ተቓዉሞ ድምጺ ኣስሚዖም ኔሮም። እቲ ዝተዋህበ መግለጺ ምስ ስምም ዕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጽ እ ዘሎ ሃዲሽ መድረኽን መጻኢ ዕድላትን ኣመልኪቱ ዝተገብረ እናሃለወ ንምንታይ ተቓዉሞ ኣድለየ፡ ካብዝብል መንቀሊ ምስ ሰለስተ ነበርቲ ክፍለ ግዝ ኣት ኲንስላንድ ዝተገብረ ዘተ እዩ። ኣብዚ ዘተ ኣቶ ሰሎሞን ኢሳቕ፡ ኣቶ ኢሳይያስ ፍትዊን ኣቶ ፍናን መለስን ተሳቲፎም ኣለዉ፡፤
ሓላፊ ቆንስላ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ብ 5 ጥቅምቲ 2019 ኣቶ መሓሪ ተኸስተ ንነበርቲ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኲንስላንድ ኣኪቡ መግለጺ ሂቡ ኔሩ። ኣብቲ እዋን ገለ ካብ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኣንጻር ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ተቓዉሞ ድምጺ ኣስሚዖም ኔሮም። እቲ ዝተዋህበ መግለጺ ምስ ስምም ዕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጽ እ ዘሎ ሃዲሽ መድረኽን መጻኢ ዕድላትን ኣመልኪቱ ዝተገብረ እናሃለወ ንምንታይ ተቓዉሞ ኣድለየ፡ ካብዝብል መንቀሊ ምስ ሰለስተ ነበርቲ ክፍለ ግዝ ኣት ኲንስላንድ ዝተገብረ ዘተ እዩ። ኣብዚ ዘተ ኣቶ ሰሎሞን ኢሳቕ፡ ኣቶ ኢሳይያስ ፍትዊን ኣቶ ፍናን መለስን ተሳቲፎም ኣለዉ፡፤