SKIP TO MAIN CONTENT

ብሉጽ ተጻዋታይና ካብ ዓሌታዊ ጸርፍታት ክንከላኸለሉን ክንጣበቐሉን ብዘይምኽኣልና ይቕሬታ ንሓትት

Protesters in support of Adam Goodes and against racism walk alongside the AFL Grand Final parade in Melbourne, Friday, Sept. 30, 2016. (AAP Image/Tracey Nearmy) NO ARCHIVING
Source: AAP

ናይ ኣውስትራልያ ፉትቦል ሊግን ማሕበር ተጻወትቱን ነቲ ካብ ኩዕሶ ተሰናቢቱ ዘሎ ተጸዋታይ ጋንታ ሲድኒ ስዋንስ ዝነበረ ኣዳም ጉድስ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስፖርታዊ ህይወቱ ዘጋጠሞ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ሕጂ ይቕሬታ ሓቲቶም። ምፍናው ሓደ ኣዳም ከም ሓደ ወደባታዊ/ኢንዲጀነስ ተጻዋታይ ፉቲ ዘጋጠሞ ብድሆታት ዝዝርዝር መጽናዕታዊ ፊልም ጉዳይ ዓሌታዊ ዘለፋ ኣትኩሮ ክስሕብ ገይርዎ'ሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኣውስትራልያ ፉትቦል ሊግን ማሕበር ተጻወትቱን ነቲ ካብ ኩዕሶ ተሰናቢቱ ዘሎ ተጸዋታይ ጋንታ ሲድኒ ስዋንስ ዝነበረ ኣዳም ጉድስ ኣብ መወዳእታ ዓመታት ስፖርታዊ ህይወቱ ዘጋጠሞ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ሕጂ ይቕሬታ ሓቲቶም። ምፍናው ሓደ ኣዳም ከም ሓደ ወደባታዊ/ኢንዲጀነስ ተጻዋታይ ፉቲ ዘጋጠሞ ብድሆታት ዝዝርዝር መጽናዕታዊ ፊልም ጉዳይ ዓሌታዊ ዘለፋ ኣትኩሮ ክስሕብ ገይርዎ'ሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now