SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኤርትራ ናይ ሎምዘበን ክረምቲ ከምቲ ትጽቢ ዝተገብረሉ ትስፉው ምዃኑ ተሓቢሩ።(SBS Tigrinya)

Farming Life (Your Language)
Farming Life (Your Language) Source: Farming Life (Your Language)

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ምብራቕ ኣፍሪቃ ቀጻልነት ዘሎዎን ልዕሊ ማእከላይ ገምጋምን ዝኾነ ዝናብ ከምዝሃረመ ጸብጻብ ዓለማዊ ዉድብ መግቢ(FAO) የመልክት። ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ሱዳንን ኣብ ከበሳታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ብርቱዕ ዝናብ ክቕጽል ምዃኑ ሜትሮሎጂያዊ ትንቢት ይሕብር። እቲ ዝሃረመ ብርቱዕ ዝናብ ንፈለግ ኒልን ሩባ ጋሽን ልዕሊ ዓቐን መሊኡ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ሱዳን ዕልቕሊቕ ከስዕብ ከምዝኸኣለ ይፍለጥ። ብመሰረት ሓበሬታ ዓለማዊ ዉድብ መግቢ(FAO) ሎምዘበን ክረምቲ ኣብ ዞባታት ደቡብ፡ ዓንሰባን ጋሽ ባርካን ኣብ እዋኑ እዩ ጀሚሩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ምብራቕ ኣፍሪቃ ቀጻልነት ዘሎዎን ልዕሊ ማእከላይ ገምጋምን ዝኾነ ዝናብ ከምዝሃረመ ጸብጻብ ዓለማዊ ዉድብ መግቢ(FAO) የመልክት። ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ሱዳንን ኣብ ከበሳታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ብርቱዕ ዝናብ ክቕጽል ምዃኑ ሜትሮሎጂያዊ ትንቢት ይሕብር። እቲ ዝሃረመ ብርቱዕ ዝናብ ንፈለግ ኒልን ሩባ ጋሽን ልዕሊ ዓቐን መሊኡ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ሱዳን ዕልቕሊቕ ከስዕብ ከምዝኸኣለ ይፍለጥ። ብመሰረት ሓበሬታ ዓለማዊ ዉድብ መግቢ(FAO) ሎምዘበን ክረምቲ ኣብ ዞባታት ደቡብ፡ ዓንሰባን ጋሽ ባርካን ኣብ እዋኑ እዩ ጀሚሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now