ኣብ ኣውስትራሊያ ዝግበር ዘሎ ረፈረንደም እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ዓብደራሒም ጅምዕ16:20SBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (14.2MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ዕለት 14 ጥቅምቲ 2023 ኣውስትራሊያዊያን ድምጾም ክህቡ ክውዕሉ እዮም። ድምጺ ደቀባት ኣብ ፓርላማ ንኽህሉ ናይ ቅዋም ልወጢ ክግበር ንዝብል እወ ወይ ኣይፋል ብምባል ድምጾም ክህቡ እዮም። ነዚ ዝምልከት ተወሳኺ መብርሂ ዶ/ር ዓብደራሒም ጅምዕ መብርሂ ሂቡና ኣሎ፣ShareLatest podcast episodesእንቋዕ ናብ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና! ትርጉሙ፣ ኣገባቡን ዕላምኡን ግን ንፈልጦ ዲና፧ መብርሂ ካብ መራሕቲ ሃይማኖትዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026)ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧ኣብ ኣውስትራልያ ናብ በረኻ፣ ጣሻ፣ ወጺእኩም ብምዕስካር ንምዝንጋዕን ግዜ ንምሕላፍን ክትፈልጥዎም ዘለኩም እንታይ'ዮም፧