SKIP TO MAIN CONTENT

ቅነ ስደተኛታት 2018

Pemba and her former colleagues at the Harmony on Carmody cafe
Source: Amy Chieng-Yu Wan

እዛ ዓለም 65 ሚልዮን ሰባት ኣብ መላእ ምድሪ ቤታ ብሓይሊ ካብ መረበቶም ተፈናቒሎም ካብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ንንየው ዝዓበየ ሰብኣዊ ቅልውላው ተሕልፍ ኣላ። ካብ ሰንበት 17 ክሳብ ቀዳም ዕለት 23 ሰነ ኣብ ኣውስትራልያ ቅነ ስደተኛታት’ዩ። ናይ’ዚ ዓመት ቴማ #WithRefugees ዝብል ኮይኑ ድሕነትን መሰላትን ስደተኛታት ንምሕላው መጸዋዕታ ዘቕርብ’ዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዛ ዓለም 65 ሚልዮን ሰባት ኣብ መላእ ምድሪ ቤታ ብሓይሊ ካብ መረበቶም ተፈናቒሎም ካብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ንንየው ዝዓበየ ሰብኣዊ ቅልውላው ተሕልፍ ኣላ። ካብ ሰንበት 17 ክሳብ ቀዳም ዕለት 23 ሰነ ኣብ ኣውስትራልያ ቅነ ስደተኛታት’ዩ። ናይ’ዚ ዓመት ቴማ #WithRefugees ዝብል ኮይኑ ድሕነትን መሰላትን ስደተኛታት ንምሕላው መጸዋዕታ ዘቕርብ’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now