Adama Profile pic Source: Suppliedድሕነት ዝረኽብሉ ሀገር ንምርካብ በብዓመቱ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሰባት ካብ ዓዶም ክሃድሙ ይግደዱ እዮም ። ቅነ ስደተኛታት ወይ ሰሙን ስደተኛታት፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝለዓለ ዓመታዊ ንጥፈት ብዛዕባ ስደተኛታት ንህዝቢ ንምሕባርን ብስደተኛታት ዝግበር ኣወንታዊ ኣበርክቶ ንማሕበረሰብ ኣውስትራሊያ ንምሕባርን ዝሕግዝ እዩ ። ናይ 2022 ቅነ ስደተኛታት Healing ወይ ምሕዋይ ዝብል እዩ ።
ድሕነት ዝረኽብሉ ሀገር ንምርካብ በብዓመቱ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሰባት ካብ ዓዶም ክሃድሙ ይግደዱ እዮም ። ቅነ ስደተኛታት ወይ ሰሙን ስደተኛታት፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝለዓለ ዓመታዊ ንጥፈት ብዛዕባ ስደተኛታት ንህዝቢ ንምሕባርን ብስደተኛታት ዝግበር ኣወንታዊ ኣበርክቶ ንማሕበረሰብ ኣውስትራሊያ ንምሕባርን ዝሕግዝ እዩ ። ናይ 2022 ቅነ ስደተኛታት Healing ወይ ምሕዋይ ዝብል እዩ ።