Kennedi Weldemariam Source: Suppliedብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ንሱ ኣብ 2003 ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ’ከሎ ፈለማ ኣብ ምእራይ ፍረታት፡ ኣብ ስራሕ ላውንድሪን ተቖጺሩ ክሰርሕ ጀሚሩ። ደሓር ግና ንዝነበሮ ትምህርቲ ወሲኹ፡ ወኪል ግብሪ ከፊቱ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 200 ዘዋፈረ ናይ ብዙሕ ትካላት ወናኒን ኣካያዲን እዩ። ገለ ካብ ትካላቱን ምስ መሻርኽቱን፦ 4 ናይ ኮፊ ክላብ ፍራንቻይስ፡ ርይል አስቴት፡ ኢንሹራንስን ካልእን ይርከቦ። ብዛዕባ ጉዕዞ ዓወቱ ኣካፊሉና ኣሎ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ንሱ ኣብ 2003 ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ’ከሎ ፈለማ ኣብ ምእራይ ፍረታት፡ ኣብ ስራሕ ላውንድሪን ተቖጺሩ ክሰርሕ ጀሚሩ። ደሓር ግና ንዝነበሮ ትምህርቲ ወሲኹ፡ ወኪል ግብሪ ከፊቱ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 200 ዘዋፈረ ናይ ብዙሕ ትካላት ወናኒን ኣካያዲን እዩ። ገለ ካብ ትካላቱን ምስ መሻርኽቱን፦ 4 ናይ ኮፊ ክላብ ፍራንቻይስ፡ ርይል አስቴት፡ ኢንሹራንስን ካልእን ይርከቦ። ብዛዕባ ጉዕዞ ዓወቱ ኣካፊሉና ኣሎ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።