ርክብን ፍልልይን ሃይማኖትን ፖለቲካን፤ ተራን ህላውነትን ሃይማኖታዊ ዉድባት አብ ዘመናዊ መንግስቲ ሃገርነት ፡ ተሳትፎ ትካላት ሃይማኖትን ሃይማኖተኛታትን አብ ፖለቲካዊ ህይወት ሃገርን ዝብሉን ምስዚ ዝተሓሓዙ ዛዕባታትን፡ አብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ሶሽያል ሳይንስ ዶ/ር አማኑኤል ኤልያስ፡ ተንቲኑ አሎ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

