SKIP TO MAIN CONTENT

ናይ ሃይማኖታት ነጻነት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊ)

Religion freedom
Religious symbols Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ካብ እዋን ፈደረሺን ኣትሒዛ ዓለማዊት ወይ ብሃይማኖት ዘይትመሓደር ሃገር እያ። እቲ ናይ 1901 ቅዋም ፡ መንግስቲ ኮመን ወልዝ ኣብ ነጻነት ሃይማኖት ኢዱ ከየእቱ ዝኽልክል እዩ። እንተኾነ ኣውሮጵውያን ካብቲ ናብዚ ሃገር መጺኦም ክነብርሉ ዝጀመርሉ ጊዜ ኣትሒዙ፡ ኣብዚ ሃይማኖት ክርስትና ዝዓብለለሉን 30 ሚእታዊ ካብቲ ህዝቢ ድማ ሃይማኖት ዘይብሉን ኣብ ዘለዎ ሃገር ደኣ ነጻነት ሃይማኖት ብከመይ እዩ ዝኽበር? …እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክትንትኖ እዩ፡፡

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ ካብ እዋን ፈደረሺን ኣትሒዛ ዓለማዊት ወይ ብሃይማኖት ዘይትመሓደር ሃገር እያ። እቲ ናይ 1901 ቅዋም ፡ መንግስቲ ኮመን ወልዝ ኣብ ነጻነት ሃይማኖት ኢዱ ከየእቱ ዝኽልክል እዩ። እንተኾነ ኣውሮጵውያን ካብቲ ናብዚ ሃገር መጺኦም ክነብርሉ ዝጀመርሉ ጊዜ ኣትሒዙ፡ ኣብዚ ሃይማኖት ክርስትና ዝዓብለለሉን 30 ሚእታዊ ካብቲ ህዝቢ ድማ ሃይማኖት ዘይብሉን ኣብ ዘለዎ ሃገር ደኣ ነጻነት ሃይማኖት ብከመይ እዩ ዝኽበር? …እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክትንትኖ እዩ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now