SKIP TO MAIN CONTENT

“ዓመጽ መን ጌርዋን ንመን ግዳይ ጌራቶን ብዘየገድስ ክንቃወማ ጥራይ እዩ ኔሩና።”

Interview Tigrinya
Source: Supplied

ኣብ ኤርትራ፡ መራሕቲ ገለ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዘይ ክሲን ፍርዲን ካብ ዝእሰሩ 15 ዓመታት ኣቑጺሮም ኣለዉ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር፡ መግስቲ ኤርትራን ሃይማኖት ክርስትናን ትማልን ሎሚን፡ ኣብ መራሕቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝወረደ ግህሰትን ምስኡ ዝተሓሓዝን፡ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይለን ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ዝርርብ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኤርትራ፡ መራሕቲ ገለ ኣብያተ ክርስቲያናት ብዘይ ክሲን ፍርዲን ካብ ዝእሰሩ 15 ዓመታት ኣቑጺሮም ኣለዉ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር፡ መግስቲ ኤርትራን ሃይማኖት ክርስትናን ትማልን ሎሚን፡ ኣብ መራሕቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝወረደ ግህሰትን ምስኡ ዝተሓሓዝን፡ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይለን ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ዝርርብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now