SKIP TO MAIN CONTENT

“ሓዲሽ እማመ ፍታሕ ንግጭት ኢትዮ-ኤርትራ ምስ ህዝቢ ክዝተየሉ እዩ።" ቀ.ሚ. ሃይለማርያም ደሳለኛ

Hailemariam desalen
Hailemariam desalen Source: Hailemariam desalen

ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኛ ኣብ ሑመራ ካብ ህዝቢ ሕቶ ብዛዕባ ፍታሕ ዶብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ምላሽ ሂቦም።ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ሓገዝ ዝዉዕል ሕብረት ኣውሮጳ 30 ሚሊዮን ዩሮ ሰሊዑ።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኛ ኣብ ሑመራ ካብ ህዝቢ ሕቶ ብዛዕባ ፍታሕ ዶብ ኢትዮጵያ ኤርትራ ምላሽ ሂቦም።ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ሓገዝ ዝዉዕል ሕብረት ኣውሮጳ 30 ሚሊዮን ዩሮ ሰሊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now