አብ ዶባት ክልላት ኦሮምያን ሱማሌ ኢትዮጵያን ብዝተወለዐ ግጭት ቑፅሮም ዘይተነፀረ ሰባት ሞይቶም፡ ብአማኢት ዝቑፀሩ ድማ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም።ኢትዮጵያ፡ አብቲ ዝሓለፈ ዓመት 1.8 ሚልየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ረኺቦም ትብል:: ውዱብ ሕቡራት ሀገራት ፡ አብ ዓለምና ንኹሉ ዘማእኸለ ውሑስ ቁጠባ ንክህሉ ሓዱሽ ስምምዕነት የድሊ ኢሉ::
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends