SKIP TO MAIN CONTENT

ኣታዊታት ጥሮታ ይግምገም

NACA Feature
Retirement composite Source: SBS

ብዛዕባ ስርዓት ናይ ዕድመ ጥሮታ፡ ግዱድ ሱፐር ኣኑወሽንን ናይ ወለንታ ዉለላን ዝምልከት መንግስቲ ፈደራል ክኽልሶ መድብ ከምዘለዎ ተፈሊጡ። ሰልፊ ለበር ግና እዚ ስጉምቲ ንኣታዊታት ጥሮታ ዘጉድል ከይከውን ስግኣት ከምዘእዎ ገሊጹ። ብኻልእ ሸነኽ ተጣበቕቲ ዓበይቲ ነቲ ክለሳ ዝደገፍዎ እኳ እንተኾኑ፡ ኩሎም ኣውስትራሊያዊያን ኣስተርሕዮም ህይወት ጥሮታ ከሕልፉ ብዙሕ ነገር ክግበር ኣለዎ ይብሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዛዕባ ስርዓት ናይ ዕድመ ጥሮታ፡ ግዱድ ሱፐር ኣኑወሽንን ናይ ወለንታ ዉለላን ዝምልከት መንግስቲ ፈደራል ክኽልሶ መድብ ከምዘለዎ ተፈሊጡ። ሰልፊ ለበር ግና እዚ ስጉምቲ ንኣታዊታት ጥሮታ ዘጉድል ከይከውን ስግኣት ከምዘእዎ ገሊጹ። ብኻልእ ሸነኽ ተጣበቕቲ ዓበይቲ ነቲ ክለሳ ዝደገፍዎ እኳ እንተኾኑ፡ ኩሎም ኣውስትራሊያዊያን ኣስተርሕዮም ህይወት ጥሮታ ከሕልፉ ብዙሕ ነገር ክግበር ኣለዎ ይብሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now