SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ’ዚ ናትና ወለዶ ትምህርቲ ብኦንላይን ኣይለመድናዮን፡ ግን ክገብሮ ኣለኒ ኢለ ተበጊሰ፡ ወደይ ከኣ ሓጊዙኒ።

Retraining during COVID-19
Source: Getty Images

ናይ ኣውስትራልያ ቅርጺ ግራፍ ኮሮናቫይረስ ጸፊሓ’ላ፡ ግን ምስ ገለ ቀይድታት ኣብ ቦትኦም ምህላዎም፡ ብዙሓት ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤቶም ተኣሲሮም’ዮም። ምስ’ቶም ቀደም ኣብ ሓደ እዋን ንዘናግዓሎም ዝነበርና ንጥፈታት ክንራኸብ ነጻነት ኣብ ዘይሃለወሉ፡ ካብ’ዚ ዘሎ ኩነታት እቲ ዝከኣለና ንምንታይ ዘይንወስድ፡ ሓድሽ ሞያዊ ክእለት ምምሃር ድዩ ወይስ ቀደም ዘጥፋእናዮ ልምዲ ተመሊስና ምፍታሽ፧

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ኣውስትራልያ ቅርጺ ግራፍ ኮሮናቫይረስ ጸፊሓ’ላ፡ ግን ምስ ገለ ቀይድታት ኣብ ቦትኦም ምህላዎም፡ ብዙሓት ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤቶም ተኣሲሮም’ዮም። ምስ’ቶም ቀደም ኣብ ሓደ እዋን ንዘናግዓሎም ዝነበርና ንጥፈታት ክንራኸብ ነጻነት ኣብ ዘይሃለወሉ፡ ካብ’ዚ ዘሎ ኩነታት እቲ ዝከኣለና ንምንታይ ዘይንወስድ፡ ሓድሽ ሞያዊ ክእለት ምምሃር ድዩ ወይስ ቀደም ዘጥፋእናዮ ልምዲ ተመሊስና ምፍታሽ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now