ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ኣብ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ይቕጽል፡ ኣዛራቢ ኩነታት ብልጽት ተጻዋቲት ሳም ከር
Credit: Beyene Weldegiorgis
ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ኣብ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ዝሓለፈ ሰሙን ብዓወት ክልቲኤን ሃገራት ተጀሚሩ፣ ኣብ ዓለም ካብ ብሉጻት ተጻወቲ ትስራዕ ኣውስትራልያዊት ሳም ከር ኣብ ልምምድ ተጎዲኣ ብዘይምስላፋ ኣዛራቢ ኮይኑ፣
Share