A general view shows a Rohingya refugee camp at Teknuf in Cox's Bazar, Bangladesh, Source: EPAኣብ ባንግላዲሽን መይንማርን ዝርከቡ ሮሂንጃዊያን እስላም ዝወርዶም ጸገም ዳግም ኣቓልቦ ዓለም ይስሕቡ። እቶም ናብ ባንግላዲሽ ተሰዲዶም ዝርከቡ ሮሂንጃዊያን ናብ መይንማር እንተተመልሱ ጸገም ከምዘይረኽቦም ሰብ መዚ ከእምንዎ ይጽ ዕሩ ኣለዉ።
ኣብ ባንግላዲሽን መይንማርን ዝርከቡ ሮሂንጃዊያን እስላም ዝወርዶም ጸገም ዳግም ኣቓልቦ ዓለም ይስሕቡ። እቶም ናብ ባንግላዲሽ ተሰዲዶም ዝርከቡ ሮሂንጃዊያን ናብ መይንማር እንተተመልሱ ጸገም ከምዘይረኽቦም ሰብ መዚ ከእምንዎ ይጽ ዕሩ ኣለዉ።