SKIP TO MAIN CONTENT

ምጽናት ዓሌት ሮሂንጋን ምላሽ ዓለምን

Rohingya refugees fleeing Myanmar arrive at  Cox's Bazar in Bangladesh (AAP)
Rohingya refugees fleeing Myanmar arrive at Cox's Bazar in Bangladesh (AAP) Source: Rohingya refugees fleeing Myanmar arrive at Cox's Bazar in Bangladesh (AAP)

ኣብ ነይንማር ዝነብሩ ንኡሳን ዓሌት እስላም ሮሂንጋ ዝወዶም ዘሎ ኣሰቃቒ ግፍዒ ምሳሌ ምጽናት ዓለም ዝኸውን ምሉእ መጽሓፍ ከምዝወጾ ሓደ በዓለ መዚ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እታ ተሓላቒት ደሞክራሲ ተባሂላ ናይ ሰላም ተሸላሚት ዝኾነት ኣን ሱቺን መንግስቲ ንየንማርን ተሪር ወቐሳ ይወርዶም እኳ እንተሎ፡ እቲ ኣጽናቲ ዓሌት ዝኾነ ስርሒት ግና ይቕጽል እዩ ዘሎ። ካብ ክብደት እቲ ጸገም ዝተላዕለ ትካላት ረዲኤት ኣብ ከቢድ ጸቕጢ ይርከቡ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ነይንማር ዝነብሩ ንኡሳን ዓሌት እስላም ሮሂንጋ ዝወዶም ዘሎ ኣሰቃቒ ግፍዒ ምሳሌ ምጽናት ዓለም ዝኸውን ምሉእ መጽሓፍ ከምዝወጾ ሓደ በዓለ መዚ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እታ ተሓላቒት ደሞክራሲ ተባሂላ ናይ ሰላም ተሸላሚት ዝኾነት ኣን ሱቺን መንግስቲ ንየንማርን ተሪር ወቐሳ ይወርዶም እኳ እንተሎ፡ እቲ ኣጽናቲ ዓሌት ዝኾነ ስርሒት ግና ይቕጽል እዩ ዘሎ። ካብ ክብደት እቲ ጸገም ዝተላዕለ ትካላት ረዲኤት ኣብ ከቢድ ጸቕጢ ይርከቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now