SKIP TO MAIN CONTENT

ቅትለት ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ቱርኪ

Russian ambassador Andrei Karlov speaks at exhibition (AAP)
Russian ambassador Andrei Karlov speaks at exhibition (AAP) Source: Russian ambassador Andrei Karlov speaks at exhibition (AAP)

ኣብ ቱርኪ ናይ ራሻ ኣምባሳደር ብሓደ ኣባል ፖሊስ ቱርኪ ኣብ ቅድሚ ሚድያ ምስ ተቐትለ፡ ንቡዝሓት ኣሰንቢዱ እዩ። ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣመሪካን ምሩጽ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕን ብዛዕባ'ቲ ፍጻመ ርእይቶታቶም ይገልጹ ኣለዉ። ነቲ ኣብ ሞስኮ ተሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ሚኒስተራት ወጻኢ ራሻ፡ ኢራንን ቱርኪን እዚ ፍጻመ ብኸመይ ክጸልዎ እዩ?

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ቱርኪ ናይ ራሻ ኣምባሳደር ብሓደ ኣባል ፖሊስ ቱርኪ ኣብ ቅድሚ ሚድያ ምስ ተቐትለ፡ ንቡዝሓት ኣሰንቢዱ እዩ። ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣመሪካን ምሩጽ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕን ብዛዕባ'ቲ ፍጻመ ርእይቶታቶም ይገልጹ ኣለዉ። ነቲ ኣብ ሞስኮ ተሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ሚኒስተራት ወጻኢ ራሻ፡ ኢራንን ቱርኪን እዚ ፍጻመ ብኸመይ ክጸልዎ እዩ?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now