ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዓመታዊ ብተለቪዥን ዝቃላሕ መደብ ሕቶን መልስን ብዛዕባ ፖሊሲ ወጻኢ ጉዳያት ብሰፊሑ መግለጺ ሂቡ። ኣብቲ ንልዕሊ ሰለስተ ሰዓታት ዝሃቦ ዕላል ሚስተር ፑቲን ርክባት ምስ ኣሜሪካ፡ ቁጠባ ሩስያን ግጭት ሶርያን ዘጠቓለሉ ሓያሎ ኣርእስታት ሸፊኑ።
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends