Miruts Yifter in Ethiopia and at the Olympics Source: Twitter (@Hewete) MasterAthleticsክቡራት ሰማዕትና ኣብ ዜናታትና ከምዝሰማዕኩሞ ገዲም ውሩይ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ምሩጽ ይፍጠር ዝሓለፈ ዓርቢ ብምኽንያት ሕማም ኣብ መበል 72 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩዩ። ካብዚ ካብ ከተማ መልበርን ንምሩጽ ይፍጠር ብቐረባ ምስ ዝፈልጥዎን ናይ ቀረባ መሳርሕቱ ምስ ዝነበሩን ዶክተር ክንፈ ኣበራ ንታሪኽን ኩነታትን ህይወቱ፡ ዝበጽሖም ዓወታትን ዝሰገሮም ግድላትን ኣመልኪትና ዕላል ኣካይድናለና። ትሕዝቶኡ እንሆ።
ክቡራት ሰማዕትና ኣብ ዜናታትና ከምዝሰማዕኩሞ ገዲም ውሩይ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ምሩጽ ይፍጠር ዝሓለፈ ዓርቢ ብምኽንያት ሕማም ኣብ መበል 72 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩዩ። ካብዚ ካብ ከተማ መልበርን ንምሩጽ ይፍጠር ብቐረባ ምስ ዝፈልጥዎን ናይ ቀረባ መሳርሕቱ ምስ ዝነበሩን ዶክተር ክንፈ ኣበራ ንታሪኽን ኩነታትን ህይወቱ፡ ዝበጽሖም ዓወታትን ዝሰገሮም ግድላትን ኣመልኪትና ዕላል ኣካይድናለና። ትሕዝቶኡ እንሆ።