"ኣብዚ ዓዲ ዘሎ ሕጊ፡ ሕጊ ሰብ እምበር ሕጊ ጓለንስተይቲ ኣይኮነን።" ሳባ ኣብርሃም

Source: Supplied
ኣብ ኲንስላንድ ምስ ዘቤታዊ ዓመጽ ዝሰርሕ ትካል ሳውዝ ኮሙኒቲ ሃብ (South Community Hub) ዝበሃል ኣሎ። ኣብቲ ትካል ከም ኣባል ኮሚቴ ኮይና ትዋሳእ ወ/ሮ ሳባ ኣብርሃም ብዛዕባ ዘቤታዊ ዓመጽን ኣብ ህይወት ሰባት ዘውርዶ ጸገማትን ተሞክሮኣ ኣካፊላ ኣላ።
Share

Source: Supplied