Source: SBS Tigrinyaኣድያም በይንን ሳብሪና ኣደምን ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበያ ኤርትራዊያን እየን። ንሳተን ምስካልኦት መዛኖአን ብምዃን ኣብ ወጻኢ ዝዓብዩ መንእሰያት ናብ ሓደ መጺኦም ብዛዕባ ታሪኽ ባህሊን ፖሎቲካ መበቆል ሃገሮም ክፈልጡን ከበርክቱን ዝነጥፋ ዘለዋ እየን። ብዛዕባ ዝገብራኦ ዘለዋ ንጥፈታትን ኣብዚ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ መልበርን ትርአ ናይ ሳብሪና አማን “The forgotten” ናይ ዶኲመንታሪ ፊልም ኣወሃሃድቲ ብምዃነን ብዝዛዕባቲ መደብ ዕላል ጌረን ኣለዋ።
ኣድያም በይንን ሳብሪና ኣደምን ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበያ ኤርትራዊያን እየን። ንሳተን ምስካልኦት መዛኖአን ብምዃን ኣብ ወጻኢ ዝዓብዩ መንእሰያት ናብ ሓደ መጺኦም ብዛዕባ ታሪኽ ባህሊን ፖሎቲካ መበቆል ሃገሮም ክፈልጡን ከበርክቱን ዝነጥፋ ዘለዋ እየን። ብዛዕባ ዝገብራኦ ዘለዋ ንጥፈታትን ኣብዚ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ መልበርን ትርአ ናይ ሳብሪና አማን “The forgotten” ናይ ዶኲመንታሪ ፊልም ኣወሃሃድቲ ብምዃነን ብዝዛዕባቲ መደብ ዕላል ጌረን ኣለዋ።