Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/11/2023) * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ መጉዳእቲ ሓውዩ ናብ ግጥም ብምምላስ ሓንቲ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ብገፊሕ ክትዕወት ሓጊዙ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ካልኣይ ዘካየደቶ ግጥም ኣንጻር ቡርኪናፋሶ 3-0 ተሳዒራ፣ * ኢትዮጵያዊት ስራነሽ ይርጋ ንኬንያውያን ብምዕብላል ኣብ ማራቶን በይጂንግ ተዓዊታ፣ * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ እቲ ነዊሕ ትጽቢት ዝተገብረሉ ምቛም ካልኣይ ዲቪዥን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ክዉን ክኸውን ብምግባር ካብ ዝመጽእ ሚያዝያ 2025 ኣትሒዙ ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/11/2023) * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ መጉዳእቲ ሓውዩ ናብ ግጥም ብምምላስ ሓንቲ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ብገፊሕ ክትዕወት ሓጊዙ፣ * ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ካልኣይ ዘካየደቶ ግጥም ኣንጻር ቡርኪናፋሶ 3-0 ተሳዒራ፣ * ኢትዮጵያዊት ስራነሽ ይርጋ ንኬንያውያን ብምዕብላል ኣብ ማራቶን በይጂንግ ተዓዊታ፣ * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ እቲ ነዊሕ ትጽቢት ዝተገብረሉ ምቛም ካልኣይ ዲቪዥን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ክዉን ክኸውን ብምግባር ካብ ዝመጽእ ሚያዝያ 2025 ኣትሒዙ ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣