SBS ን ABC ን ተጸናቢሮም ብሓንሳብ ክሰርሑ ምጅማር ማለት ሕማቕ ሓሳብ ከምዝኾነ ምስ መዘናኡ ናይ ABC ከምተዘራረበን ማነጂንግ ዳይረክተር SBS ማይክል ኢቢድ ገሊጹ።ኣብ ቅድሚ ናይ ሰነትራት ኮሚተ ቀሪቡ ሚስተር ኢቢድ ከምዝገለጾ፡ ን SBS ዝደሊ ህዝቢ ካብ ቀደም ንላዕሊ በዚሑ ኣሎ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends