SKIP TO MAIN CONTENT

SBS ሃገራዊ ውድድር ቋንቋታት

SBSNLC
SBSNLC Source: Wikipaedia

ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብተን ዝለዓለ ብዝሐ ቋንቋታት ዘለወን ሃገራትያ፡ እዚ ማለት ግን ብዙሓት/ዝያዳ ካባና ብዘይካ እንግሊዝ ካልእ ቋንቋ ንዛረብ ኣለና ማለት ኣይኮነን። ሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ Australian Literary Review ከምዝበጽሖ ሓድሽ ቋንቋ ምምሃር እናጎደለ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ 60ታት 40% ናይ 12 ክፍሊ ተመሃሮ ካልኣይ ቋንቋ ተማሂሮም ምስ 12% ኣብ 2007 ክነጻጸር እንከሎ። ኤስቢኤስን Community Languages Australia ትካል ሕብረተሰባዊ ቋንቋታት ኣውስትራልያን ዝያዳ መንእሰያት ኣውስትራልያውያን ካልኣይ ቋንቋ ክመሃሩ መታን ከተባብዑ ሓደ ውድድር ፈጢሮም ኣለው።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሓንቲ ካብተን ዝለዓለ ብዝሐ ቋንቋታት ዘለወን ሃገራትያ፡ እዚ ማለት ግን ብዙሓት/ዝያዳ ካባና ብዘይካ እንግሊዝ ካልእ ቋንቋ ንዛረብ ኣለና ማለት ኣይኮነን። ሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ Australian Literary Review ከምዝበጽሖ ሓድሽ ቋንቋ ምምሃር እናጎደለ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ 60ታት 40% ናይ 12 ክፍሊ ተመሃሮ ካልኣይ ቋንቋ ተማሂሮም ምስ 12% ኣብ 2007 ክነጻጸር እንከሎ። ኤስቢኤስን Community Languages Australia ትካል ሕብረተሰባዊ ቋንቋታት ኣውስትራልያን ዝያዳ መንእሰያት ኣውስትራልያውያን ካልኣይ ቋንቋ ክመሃሩ መታን ከተባብዑ ሓደ ውድድር ፈጢሮም ኣለው።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now