Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ብዙሕ ቋንቋ ምዝራብን ጥቕምታቱን

Bilingual speaker Credit: Getty Images

Bilingual speaker Credit: Getty Images Source: Bilingual speaker Credit: Getty Images

ኣብ ሕብረ ብዙሕ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ልዕሊ 300 ቋንቋታት ስለዝዝረብ ፡ ኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም እታ ሓንቲ ካብተን ብዙሕ ቋንቋኣት ዝዝረበላ ሃገር የግብራ።እንተኾነ ኪኢላታት ከምዘጠንቅቕዎ፡ ሓደ ባህሊ ክህሉ ኣለዎ ኢሎም ብዝጉስጉሱ ኣካላት፡ ቋንቋ እንግሊዝ ጥራይ ይኣክልዩ ስለዝብሉ ቅልውላው ቋንቋ ናይ ወጻኢ ከጋጥመና ይኽእልዩ፡፣እዚ ኣተሓሳስባዚ፡ ኣብዚ ዝመበቆሎም ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ተወሳኺ ቋንቋ ክመሃሩ እናተጋደሉ፡ ብዙሕ ቋንቋ ዝነበሮም ተመሃሮ ናብ ኣሃዳዊ ተዛረብቲ ቋንቛ እንግሊዝ ጥራይ ከዘንብሉ ይረኣዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ኣብ ሕብረ ብዙሕ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ልዕሊ 300 ቋንቋታት ስለዝዝረብ ፡ ኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም እታ ሓንቲ ካብተን ብዙሕ ቋንቋኣት ዝዝረበላ ሃገር የግብራ።እንተኾነ ኪኢላታት ከምዘጠንቅቕዎ፡ ሓደ ባህሊ ክህሉ ኣለዎ ኢሎም ብዝጉስጉሱ ኣካላት፡ ቋንቋ እንግሊዝ ጥራይ ይኣክልዩ ስለዝብሉ ቅልውላው ቋንቋ ናይ ወጻኢ ከጋጥመና ይኽእልዩ፡፣እዚ ኣተሓሳስባዚ፡ ኣብዚ ዝመበቆሎም ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ተወሳኺ ቋንቋ ክመሃሩ እናተጋደሉ፡ ብዙሕ ቋንቋ ዝነበሮም ተመሃሮ ናብ ኣሃዳዊ ተዛረብቲ ቋንቛ እንግሊዝ ጥራይ ከዘንብሉ ይረኣዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now