SBS radio (SBS) Source: SBS radio (SBS)ኤስ.ቢ.ኤስ (SBS) ቋንቋታት ሮሂንጋ፡ቲበትን ተሉጉ ዝርከብዎም ሾብዓተ ሓደሽቲ ቋንቋታት ኣብ ፕሮግራሙ ወሲኹ። እዞም ሓደሽቲ ቋንቋታት ኣብ ኤስ.ቢ.ኤስ ቦታ ረኺቦም እንተለዉኳ ድሕሪ ዝተገብረ ክለሳ ብዙሓት ቋንቋታት ድማ ካብ ፕሮግራሙ ከምዝወጹ ተገይሩ ኣሎ፡፣ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ከምዝገልጾ እቲ ለውጢ ክግበር ዝተደልየ፡ ነቲ በብእዋኑ ዝቕየር ዘሎ ማሕበረሰብ ኣውስትራሊያ ንምንጽብራቕ ዓሊሙ እዩ።
ኤስ.ቢ.ኤስ (SBS) ቋንቋታት ሮሂንጋ፡ቲበትን ተሉጉ ዝርከብዎም ሾብዓተ ሓደሽቲ ቋንቋታት ኣብ ፕሮግራሙ ወሲኹ። እዞም ሓደሽቲ ቋንቋታት ኣብ ኤስ.ቢ.ኤስ ቦታ ረኺቦም እንተለዉኳ ድሕሪ ዝተገብረ ክለሳ ብዙሓት ቋንቋታት ድማ ካብ ፕሮግራሙ ከምዝወጹ ተገይሩ ኣሎ፡፣ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ከምዝገልጾ እቲ ለውጢ ክግበር ዝተደልየ፡ ነቲ በብእዋኑ ዝቕየር ዘሎ ማሕበረሰብ ኣውስትራሊያ ንምንጽብራቕ ዓሊሙ እዩ።