SKIP TO MAIN CONTENT

ኤስ ቢ ኤስ ዝህቦ ኣገልግሎት ንምኽላስ ምስ ህዝቢ ምምኽኻር ጀሚሩ።

SBS Radio begins public consultations (SBS).jpg
SBS Radio begins public consultations (SBS).jpg Source: SBS Radio begins public consultations (SBS).jpg

ኤስ ቢ ኤስ ዝህቦ ኣገልግሎት ንምኽላስ፡ ብዛዕባቲ መዐቀኒ ቅጥዕታት ምስ ህዝቢ ክመኻኸር ጀሚሩ ኣሎ፡፣እዚ ካብ ሰኑይ 14 ሕዳር 2016 ዝጀመረን ኣብ 11 ታሕሳስ 2016 ዝውዳእ ምምኽኻር ምስ ህዝቢ ፡ሰማዕቲን ማሕበረሰባትን እጀታ ዘለዎምን ኣብቲ ናይ ኦዲዮን ቋቋታትን ትሕዝቶታት ሓሳባቶም ከካፍሉ ዕድል ክረኽቡ እዮም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤስ ቢ ኤስ ዝህቦ ኣገልግሎት ንምኽላስ፡ ብዛዕባቲ መዐቀኒ ቅጥዕታት ምስ ህዝቢ ክመኻኸር ጀሚሩ ኣሎ፡፣እዚ ካብ ሰኑይ 14 ሕዳር 2016 ዝጀመረን ኣብ 11 ታሕሳስ 2016 ዝውዳእ ምምኽኻር ምስ ህዝቢ ፡ሰማዕቲን ማሕበረሰባትን እጀታ ዘለዎምን ኣብቲ ናይ ኦዲዮን ቋቋታትን ትሕዝቶታት ሓሳባቶም ከካፍሉ ዕድል ክረኽቡ እዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now