Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/01/2024) * ቢንያም ግርማይን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ ‘ቱር ዳውን ኣንደር’ ክሳተፉ’ዮም፣ * ገዲም ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ጽጋቡ ግርማይ ካብ ቅድድም ምስናቡት ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ባርሴሎና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 5ሽሕ መዛዘሚ ዕለት 2023 እጅጋየሁ ታየ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ * ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ መወዳእታ ሰሙን ዓመተ 2023 ቀጺሎም ሊቨርፑል ገና ግጥማ ከየካየደት መሪሕነታ ከተደልድል እንከላ፣ ኣርሰናልን ማንቸስተር ዩናይትድን ተሳዒረን፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/01/2024) * ቢንያም ግርማይን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣውስትራልያ ‘ቱር ዳውን ኣንደር’ ክሳተፉ’ዮም፣ * ገዲም ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ጽጋቡ ግርማይ ካብ ቅድድም ምስናቡት ኣፍሊጡ፣ * ኣብ ባርሴሎና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 5ሽሕ መዛዘሚ ዕለት 2023 እጅጋየሁ ታየ ካልኣይቲ ወጺኣ፣ * ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ መወዳእታ ሰሙን ዓመተ 2023 ቀጺሎም ሊቨርፑል ገና ግጥማ ከየካየደት መሪሕነታ ከተደልድል እንከላ፣ ኣርሰናልን ማንቸስተር ዩናይትድን ተሳዒረን፣