Credit: UCI/David Lappartientሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07082023) * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ት18 መንእሰያት ደቀንስትዮ ታንዛንያ ሻምፒዮን ብምዃን ክዕወታ’ንከለዋ ኢትዮጵያ ሳልሰይቲ ወጺኤን፣ * ኣብ ቱርኪ መንእሰይ ተቐዳዳማይ መንግስ ጴጥሮስ ተዓዊቱ፡ * ቢንያም ግርማይ ዝርከቦም ኣርባዕተ ዝለዓሉ ተቐዳደምቲ ኤርትራ ኣብ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ኣብ ስኮትላንድ ከይሳተፉ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ቪዛ ተኸሊኦም፣ * ኣብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ስፐይን፣ ጃፓን፣ ነዘርላንድስን ሽወደንን ናብ ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክሓልፋ’ንከለዋ ሻምፒዮን ዝሓለፉ ክልተ ዋንጫታት ዓለም ዝነበራ ኣሜሪካ ግን ተገሊፈን፡
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07082023) * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ት18 መንእሰያት ደቀንስትዮ ታንዛንያ ሻምፒዮን ብምዃን ክዕወታ’ንከለዋ ኢትዮጵያ ሳልሰይቲ ወጺኤን፣ * ኣብ ቱርኪ መንእሰይ ተቐዳዳማይ መንግስ ጴጥሮስ ተዓዊቱ፡ * ቢንያም ግርማይ ዝርከቦም ኣርባዕተ ዝለዓሉ ተቐዳደምቲ ኤርትራ ኣብ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ኣብ ስኮትላንድ ከይሳተፉ ብመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ቪዛ ተኸሊኦም፣ * ኣብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ስፐይን፣ ጃፓን፣ ነዘርላንድስን ሽወደንን ናብ ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክሓልፋ’ንከለዋ ሻምፒዮን ዝሓለፉ ክልተ ዋንጫታት ዓለም ዝነበራ ኣሜሪካ ግን ተገሊፈን፡