Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/01/2024) * ኣብ ቻይና ዝተኻየደ ማራቶን ዢያመን ኣትሌታት ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶሞ፣ * ማራቶን ዱባይ ሰንበት ተኻይዱ ንፈለማ ግዚኦም ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትዕግስት ከተማን ኣዲሱ ጎበናን ተዓዊቶሞ፣ * ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ የዕሪፎም ግጥማት ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ኣብ ዝተኻየድሉ ሰሙን ሊቨርፑል ንኣርሰናል ክትግልፋ’ንከላ ኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ማንቸስተር ሲቲን ዝርከብአን ዝበዝሓ ዓበይቲ ጋንታታት ዓወት ኣመዝጊበን ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፈን፣ * ሓደ ህቡብ ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ብኻራ ተወጊኡ ዝተቐትለሉን ፍሉጥ ኣውስትራልያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ንህብብቲ ኣትሌት በዓልቲ ቤቱን ኣደ ክልተ ደቁን ብመኪና ሃሪሙ ቀቲልዋ ዝተባህለሉን ኣብ ስፖርት ዓለም ዘሰንብድ ኩነታት ፈጢሮም፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/01/2024) * ኣብ ቻይና ዝተኻየደ ማራቶን ዢያመን ኣትሌታት ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶሞ፣ * ማራቶን ዱባይ ሰንበት ተኻይዱ ንፈለማ ግዚኦም ዝተሳተፉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትዕግስት ከተማን ኣዲሱ ጎበናን ተዓዊቶሞ፣ * ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ የዕሪፎም ግጥማት ዋንጫ ኤፍኤ ካፕ ኣብ ዝተኻየድሉ ሰሙን ሊቨርፑል ንኣርሰናል ክትግልፋ’ንከላ ኒውካስትል ዩናይትድ ናይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ማንቸስተር ሲቲን ዝርከብአን ዝበዝሓ ዓበይቲ ጋንታታት ዓወት ኣመዝጊበን ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፈን፣ * ሓደ ህቡብ ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ብኻራ ተወጊኡ ዝተቐትለሉን ፍሉጥ ኣውስትራልያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ንህብብቲ ኣትሌት በዓልቲ ቤቱን ኣደ ክልተ ደቁን ብመኪና ሃሪሙ ቀቲልዋ ዝተባህለሉን ኣብ ስፖርት ዓለም ዘሰንብድ ኩነታት ፈጢሮም፣