Credit: SBSህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ይኹን ኣብ ካልእ ሃገር 'ትሮውማ' ኢልና ንገልጾ ካብ ሕማቕ ተሞክሮ ዝብገስ ስንባደ/በሰላ ኣእምሮ/ የጋጥሞም፡ ኣብ'ዚ ቀረባ ግዜ ዘጋጠመ ይኹን ቀደም ነዊሕ ዝገበረ፡ ምስ ግቡእ ሓገዝ እቶም ህጻናት ክሓዊዩ ይኽእሉ'ዮም። ወለዲን ኣለይቲን ነዚኦም ህጻናት ድሕነትን ጽቡቕ ህላወን መሊሱ ክስምዖም ኣብ ምሕጋዝ ወሳኒ ተራ ይጻወቱ። ኣብ'ዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ መደብና ወለድን ኣለይትን ህይወት ደቆም ንምምምሕያሽን ዝሕግዝዎም ገለ ሜላታት ነቕርብ።
Published
Updated
By Chiara Pazzano
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ይኹን ኣብ ካልእ ሃገር 'ትሮውማ' ኢልና ንገልጾ ካብ ሕማቕ ተሞክሮ ዝብገስ ስንባደ/በሰላ ኣእምሮ/ የጋጥሞም፡ ኣብ'ዚ ቀረባ ግዜ ዘጋጠመ ይኹን ቀደም ነዊሕ ዝገበረ፡ ምስ ግቡእ ሓገዝ እቶም ህጻናት ክሓዊዩ ይኽእሉ'ዮም። ወለዲን ኣለይቲን ነዚኦም ህጻናት ድሕነትን ጽቡቕ ህላወን መሊሱ ክስምዖም ኣብ ምሕጋዝ ወሳኒ ተራ ይጻወቱ። ኣብ'ዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ መደብና ወለድን ኣለይትን ህይወት ደቆም ንምምምሕያሽን ዝሕግዝዎም ገለ ሜላታት ነቕርብ።