Source: Assennaዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/10/2019) * መራሒ ኣይሲስ ኣልባቕዳዲ ተቐቲሉ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ * ሓሙሽተ ኢርትራውያን ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ኣትሒዞም ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽንሖም ብዋሕስ ከምዝተለቁ ተፈሊጡ። * ዕሉል ቀታል ሰብ ኣብ ኣውስትራልያ ዝነበረ ኢቫን ሚላት ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ብሕማም ካንሰር መይቱ * ተቓውሞታት ህዝቢ ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝቕጸለሉ ብውሑዱ 67 ሰባት መይቶም
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/10/2019) * መራሒ ኣይሲስ ኣልባቕዳዲ ተቐቲሉ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ * ሓሙሽተ ኢርትራውያን ስደተኛታት ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ኣትሒዞም ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽንሖም ብዋሕስ ከምዝተለቁ ተፈሊጡ። * ዕሉል ቀታል ሰብ ኣብ ኣውስትራልያ ዝነበረ ኢቫን ሚላት ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ብሕማም ካንሰር መይቱ * ተቓውሞታት ህዝቢ ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝቕጸለሉ ብውሑዱ 67 ሰባት መይቶም