ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyጸብጻባት ዜና * ኢጋድ ዝርርብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኦነግን ክቕጽል ጸዊዑ፣ * ኣብ ትግራይ፡ ዝተኸዘነ ሰብኣዊ ሓገዝ እናሃለወ ብጥምየት ዝሞቱ ሰባት ከም ዝወሰኹ ተገሊጹ፣ * መብዛሕትኦም ስደተኛታት ትግራይ ተመሊሶም'ዮም ዝብል መደረ ቐዳማይ ሚኒስተር ተቓውሞ ገጢሙዎ፣ * ካብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ነጻ ዝወጹ 54 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፣ * ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ መንጎ ወርሒ ጥሪን ጥቅምትን ናይዚ ዓመት ልዕሊ 93 ሽሕ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ የመን ከምዝኣተዉ ገሊጹ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና * ኢጋድ ዝርርብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኦነግን ክቕጽል ጸዊዑ፣ * ኣብ ትግራይ፡ ዝተኸዘነ ሰብኣዊ ሓገዝ እናሃለወ ብጥምየት ዝሞቱ ሰባት ከም ዝወሰኹ ተገሊጹ፣ * መብዛሕትኦም ስደተኛታት ትግራይ ተመሊሶም'ዮም ዝብል መደረ ቐዳማይ ሚኒስተር ተቓውሞ ገጢሙዎ፣ * ካብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ነጻ ዝወጹ 54 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፣ * ኣህጉራዊ ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ መንጎ ወርሒ ጥሪን ጥቅምትን ናይዚ ዓመት ልዕሊ 93 ሽሕ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ የመን ከምዝኣተዉ ገሊጹ፣