SKIP TO MAIN CONTENT

“ነቲ ናይ ኖበል ሽልማት ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቀረባ እዋን ተራኺብና ብሓንሳብ ክንጽምብሎ ተስፋ እገብር” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ።

News
Source: EBC

ኣርእስታት ዜና፡ ናይ 2019 ናይ ኖበል ሽልማት ተዓዋቲ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዝተመልሰሉ እዋን፤ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተቐቢልዎ። እስራኤል ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ንሳልሳይ ግዜ ሃገራዊ ምርጫ ክትገብር እያ። ኣብ ብሪጣኒያ ቅድሚቲ ሎሚ ዝግበር ምርጫ መራሕቲ ክልቲኡ ሰልፊታት ናይ መወዳእታ ናይ ምረጹና ምሕጽንታ ንህዝቢ ኣቕሪቦም። ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኒጀር ጥቓ ዶብ ማሊ ኣብ ዘሎ ወተሃደራዊ መዓስከር ል ዕሊ 70 ወተሃደራት ከምተቐትሉ ተፈሊጡ። ኣብ ኒውዚላንስ ኣብ ደሴት ዋይት ብዝነቶገ እሳተ ጎመራ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት 8 ምብጻሖም ተረጋጊጹ፡፤

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ናይ 2019 ናይ ኖበል ሽልማት ተዓዋቲ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዝተመልሰሉ እዋን፤ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተቐቢልዎ። እስራኤል ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ንሳልሳይ ግዜ ሃገራዊ ምርጫ ክትገብር እያ። ኣብ ብሪጣኒያ ቅድሚቲ ሎሚ ዝግበር ምርጫ መራሕቲ ክልቲኡ ሰልፊታት ናይ መወዳእታ ናይ ምረጹና ምሕጽንታ ንህዝቢ ኣቕሪቦም። ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኒጀር ጥቓ ዶብ ማሊ ኣብ ዘሎ ወተሃደራዊ መዓስከር ል ዕሊ 70 ወተሃደራት ከምተቐትሉ ተፈሊጡ። ኣብ ኒውዚላንስ ኣብ ደሴት ዋይት ብዝነቶገ እሳተ ጎመራ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት 8 ምብጻሖም ተረጋጊጹ፡፤

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now