Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና ፡ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክውሰዱ እዮም። ሬሳ ናይ ቀደም ናይ ዙምባብወ ፕረሲደንት ሮበርት ሙጋበ ካብ ሲንጋፖር ናብ ሃገሩ ብፍሉይ ነፋሪት ኣትዩ። ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። ስም ናይቶም ኣብ ኣብ ኢራን ተታሒዞም ዘለዉ ኣውስትራሊያዊያን ጽምዲ ተፈሊጡ ናይ ስኮትላንድ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፓርላማ ዓዲግሊዝ ክድስክል ቦሪስ ጆንሶን ዝወሰኖ ዉሳኔ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ምስ ኣፍለጠ እዩ። ኣብ ፑሪድጂን ሓዊ ዘባርዑ ክልተ መን እሰያት ብ ኲንስላንድ ፖሊስ ክሲ ቀሪብዎም። ካናዳ ኣብ 21 ጥቅምቲ ሃገራዊ ምርጫ ከምትገብር ናይ ካናዳ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ኣፍሊጡ።
ኣርእስታት ዜና ፡ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክውሰዱ እዮም። ሬሳ ናይ ቀደም ናይ ዙምባብወ ፕረሲደንት ሮበርት ሙጋበ ካብ ሲንጋፖር ናብ ሃገሩ ብፍሉይ ነፋሪት ኣትዩ። ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። ስም ናይቶም ኣብ ኣብ ኢራን ተታሒዞም ዘለዉ ኣውስትራሊያዊያን ጽምዲ ተፈሊጡ ናይ ስኮትላንድ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፓርላማ ዓዲግሊዝ ክድስክል ቦሪስ ጆንሶን ዝወሰኖ ዉሳኔ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ምስ ኣፍለጠ እዩ። ኣብ ፑሪድጂን ሓዊ ዘባርዑ ክልተ መን እሰያት ብ ኲንስላንድ ፖሊስ ክሲ ቀሪብዎም። ካናዳ ኣብ 21 ጥቅምቲ ሃገራዊ ምርጫ ከምትገብር ናይ ካናዳ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ኣፍሊጡ።