SKIP TO MAIN CONTENT

“ቅድሚ ሕጂ ብዘይተራእየ መገዲ ህዝባዊ ግምባር ብዛዕባዚ መድረኽ እወታዊ መልሲ ሂቦም ኣለዉ" ዜናታት SBS Tigrinya

News
People suspecting of Ebola Virus wait at a treatment centre in Bikoro Democratic Republic of Congo. Congo's Source: AP

ኣርእስታት ዜና፡ ቻይና ነቶም ልዕሊ 1 ሚሊዮን ዝኾኑ እስላም ዊጉርስ ትገብሮ ናይ ሃውሪ ማእሰርቲ ከምትከታተሎ ናይ ኣውስትራሊያ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ Marise Payne ገሊጻ ኣውስትራሊያ፡ በቲ እናለዓለ ዝኸይድ ዘሎ ጽፍሒ ማይ ተጠቂማ ቻይና ኣብ ፓሲፊክ ዝርከብ ጥርሑ ዝተርፍ ከባቢታት ክትጎብጦ ትኽእል እያ ዝብል ፍርሒ ኣሕዲራ። ኢቦላ ዝተለኽፈ ሰብ ኣብ ዲ አር ኮንጎ ከተማ ጎማ ተረኺቡ ብግጉይ መንነት፡ ኣብ ኢጣልያ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ብዛዕባ ርእሱ ዝሃቦ ምስክርነት ሓቀኛ ምዃኑ ተረጋጊጹ ነጻ ተባሂሉ “ዳስ ዕርቂ ኣሕዋት ውድባት ህወሓትን ህዝባዊ ግምባርን" ዝተሰመየ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ::

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ቻይና ነቶም ልዕሊ 1 ሚሊዮን ዝኾኑ እስላም ዊጉርስ ትገብሮ ናይ ሃውሪ ማእሰርቲ ከምትከታተሎ ናይ ኣውስትራሊያ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ Marise Payne ገሊጻ ኣውስትራሊያ፡ በቲ እናለዓለ ዝኸይድ ዘሎ ጽፍሒ ማይ ተጠቂማ ቻይና ኣብ ፓሲፊክ ዝርከብ ጥርሑ ዝተርፍ ከባቢታት ክትጎብጦ ትኽእል እያ ዝብል ፍርሒ ኣሕዲራ። ኢቦላ ዝተለኽፈ ሰብ ኣብ ዲ አር ኮንጎ ከተማ ጎማ ተረኺቡ ብግጉይ መንነት፡ ኣብ ኢጣልያ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ብዛዕባ ርእሱ ዝሃቦ ምስክርነት ሓቀኛ ምዃኑ ተረጋጊጹ ነጻ ተባሂሉ “ዳስ ዕርቂ ኣሕዋት ውድባት ህወሓትን ህዝባዊ ግምባርን" ዝተሰመየ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ::

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now