SKIP TO MAIN CONTENT

ናይ ቀደም ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ኣልበሽር ብገበን ብልሽውና ተፈሪዱ፡ (ካብ ኣርእስታት ዜና)

News
Source: AAP

ኣርእስታት ዜና፡ ብምኽንያት ነቶም ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ሃዲሞም ዝመጹ ኣስላም ዘይኮኑ ሰባት ዜግነት ዘውህብ ሓድሽ ሕጊ ህንዲ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊታት ሳልስቲ ኣቑጺሩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደ ሰብ ካብ ኣርባዕተ መዐቀኒ መስተ ንላዕሊ ከይሰቲ ዘግብር፡ ፈደራል መንግስቲ ነቲ ዝጸንሐ መምርሒ አማሓይሹ። ብዛዕባ ሕቶ ዑቕባ ኣብ ኲንስላንድ ዝነብሩ ዝነበሩ ኣባላት ታሚላዊት ስድራቤት ዝምልከት ሕጋዊ መስርሕ ሎሚ ጀሚሩ። ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይ ሲድኒ ብዝነድድ ዘሎ ባርዕ ጫካ ብዙሕ ህንጻታት ከምዝዓነወ ሰብ መዚ ገሊጾም። ናይ ቀደም ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ብገበን ብልሽውና ተፈሪዱ፡ ኢትዮጵያ ካብ ምዝባዕ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምድሓን ኤምኤፍ 2.9 ቢሊዮን ዶላር ክሕግዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ብምኽንያት ነቶም ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ሃዲሞም ዝመጹ ኣስላም ዘይኮኑ ሰባት ዜግነት ዘውህብ ሓድሽ ሕጊ ህንዲ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊታት ሳልስቲ ኣቑጺሩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ሓደ ሰብ ካብ ኣርባዕተ መዐቀኒ መስተ ንላዕሊ ከይሰቲ ዘግብር፡ ፈደራል መንግስቲ ነቲ ዝጸንሐ መምርሒ አማሓይሹ። ብዛዕባ ሕቶ ዑቕባ ኣብ ኲንስላንድ ዝነብሩ ዝነበሩ ኣባላት ታሚላዊት ስድራቤት ዝምልከት ሕጋዊ መስርሕ ሎሚ ጀሚሩ። ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይ ሲድኒ ብዝነድድ ዘሎ ባርዕ ጫካ ብዙሕ ህንጻታት ከምዝዓነወ ሰብ መዚ ገሊጾም። ናይ ቀደም ናይ ሱዳን ፕረሲደንት ብገበን ብልሽውና ተፈሪዱ፡ ኢትዮጵያ ካብ ምዝባዕ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምድሓን ኤምኤፍ 2.9 ቢሊዮን ዶላር ክሕግዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now