Eritrean refugees with clenched fists in the air protest in front of the Embassy of Rwanda in north of Tel Aviv, Israel Source: EPA/JIM HOLLANDERአር እስታት፡ ነቶም ብውሕዱ 1.5 ሚሊዮን ዶላር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣውፊሮም ክነብሩን ክሰርሑን ዝፍቀደሎም መጻእተኛታት፡ ተወሳኺ ገንዘብ ከውፍሩ ክሕተቱ እዮም። ፕረሲደንት ኣመሪካ ብክልተ ምጥሓስ ሕጊ ብ ወከልቲ ህዝቢ ዝተኸሰ (impeached) ፕረሲደንት ኮይኑ። ኣብ ኒው ዛውዝ ወልስ ኣማኢት ናይ ባርዕ ጫካ ዝነደሉ ኣብዘሎ እዋን ናይ ሓደ ሰሙን ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ተኣዊጁ። ስድራ ናይቲ ኣብ ሓደ ናይ ሽቓቕ ጉድጓድ ዝኣተወ ቆልዓ ብ ሓደ ቤት ፍርዲ ደቡብ ኣፍሪቃ ካሕሳ ክወሃቡ ተበይንሎም።
አር እስታት፡ ነቶም ብውሕዱ 1.5 ሚሊዮን ዶላር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣውፊሮም ክነብሩን ክሰርሑን ዝፍቀደሎም መጻእተኛታት፡ ተወሳኺ ገንዘብ ከውፍሩ ክሕተቱ እዮም። ፕረሲደንት ኣመሪካ ብክልተ ምጥሓስ ሕጊ ብ ወከልቲ ህዝቢ ዝተኸሰ (impeached) ፕረሲደንት ኮይኑ። ኣብ ኒው ዛውዝ ወልስ ኣማኢት ናይ ባርዕ ጫካ ዝነደሉ ኣብዘሎ እዋን ናይ ሓደ ሰሙን ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ተኣዊጁ። ስድራ ናይቲ ኣብ ሓደ ናይ ሽቓቕ ጉድጓድ ዝኣተወ ቆልዓ ብ ሓደ ቤት ፍርዲ ደቡብ ኣፍሪቃ ካሕሳ ክወሃቡ ተበይንሎም።