Hawasa Source: Suppliedኣርእስታት ዜና፡ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ተቓወምቲን መሰጋገሪ ቆንሲል ሰራዊት ዝግበር ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቀጺሉ። አብ ደሴት ማኑስ ዝርከብ ማእከል መመስርሒ ሓተቲ ዑቕባ ኣውስትራሊያ ክዕጾ ናይ Papua New Guinea ቀዳማይ ሚኒስተር ሓቲቱ። ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዘሰክፍ ተርእዮ ይምለስ ከም ዘሎ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ መግለጺኡ ኣነፂሩ። ኣብ ሃዋሳ ብዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ህይወት፣ ናውትን ኣብያተ ክርስትያናትን ማህሰይቲ ወሪዱ።
ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ተቓወምቲን መሰጋገሪ ቆንሲል ሰራዊት ዝግበር ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቀጺሉ። አብ ደሴት ማኑስ ዝርከብ ማእከል መመስርሒ ሓተቲ ዑቕባ ኣውስትራሊያ ክዕጾ ናይ Papua New Guinea ቀዳማይ ሚኒስተር ሓቲቱ። ጉዳይ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዘሰክፍ ተርእዮ ይምለስ ከም ዘሎ ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ መግለጺኡ ኣነፂሩ። ኣብ ሃዋሳ ብዝተወልዐ ጎንፂ ኣብ ህይወት፣ ናውትን ኣብያተ ክርስትያናትን ማህሰይቲ ወሪዱ።