ኣርእስታት ዜና፡ ልዑል መጠን ሙቐትን ንፋስን ነቶም ኣብ ምጥፋእ ባርዕ ተዋፊሮም ዘለዉ ስርሖም ኣዚዩ አጸጋሚ ከምዝኸውን ተገሚቱ ኣሎ። ነቶም ኣብ ካሽሚር ዝነብሩ ዘለዉ ንምድጋፍ ደገፍቲ ናይቲ ሕሉፍ ናይ ፓኪስታን ሰልፊ ጀምዓት እስላሚ ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። ናይ አፍጋኒስታን ፕረሲደንት አሽራፍ ጋኒ ንኻልኣይ እዋን ስልጣን ቃል ማሕላ ፈጺሙ። ኣብ ሊባኖስ ኣንጻርቲ ተመሪጹ ዘሎ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ፡፤ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ሓደ ናይ ከተማ ቺካጎ ናይ መሳዕ ስ ዒ ገዛ ብዝተገብረ ናይ ጠበንጃ ተኹሲ 13 ሰባት ቆሲሎም፡፤
Share






