ኣርእስታት ዜና ትካል ዓለማዊ ጥዕና ነቲ ኣብ ቻይና ተኸሲቱ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኮሮና-ቫይረስ ዓለማዊ ህጹጽ ለበዳ ሕማም ክብሎ ኣይከአለን። ግሪክ ናይ ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ፕረሲደንት ክህልዋ እዩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ መላእ ኒው ሳውዝ ወልስ ብዝህሉ ሙቐትን ንፋስን ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ግዝኣት ናይ ጣሻ ባርዕ ከምዝምለስ ሰብ መዚ ገሊጾም። ናይ ህወሓት ኣመራርሓን ኣባላትን ብምኳኖም ካብ ፌደራልን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካብ ሓላፍነት ብምብራሮም ህወሓት መግለጺ ኣውጺኡ።
Share





