SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ መዓልቲ ክሪስማስ 200 ስደተኛታት ከምዘድሓነ ናይ ስጳኛ ሓለዋ ባሕሪ ገሊጹ:: (ካብ ኣርእስታት ዜና)

News
Source: AP

ኣርእስታት ዜና ኣብ ፍሊፕንስ ብዝተኸስተ ህቦቡላዊ ማዕበልን ከቢድ ዝናብን ገዛውቲ ዓንዩ፡ ሓይሊ ኤለክትሪክ ተቛሪጹን ጐዕዞ ተጓዓዝቲ ተዓንቂፉን። ኣብዚ ሎሚ ዝወዓለ ብ ቦክሲንግ ደይ ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕሱር መሸጣ ዕዳጋ ኣውስትራሊያዊያን ሸመቲ $2.62 ዶላር ከጥፍኡ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። ብርቱዕ ሙቐትን ደረቕ ንፋስን ኣብ መላእ ኒው ሳውዝ ወልስ ዝከፍአ ባርዕ ጫካ ክፈጥር ከምዝኽእል ተፈሊጡ። መራሕቲ ኣውስትራሊያ መልእኽቲ በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ኣብ ፍሊፕንስ ብዝተኸስተ ህቦቡላዊ ማዕበልን ከቢድ ዝናብን ገዛውቲ ዓንዩ፡ ሓይሊ ኤለክትሪክ ተቛሪጹን ጐዕዞ ተጓዓዝቲ ተዓንቂፉን። ኣብዚ ሎሚ ዝወዓለ ብ ቦክሲንግ ደይ ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕሱር መሸጣ ዕዳጋ ኣውስትራሊያዊያን ሸመቲ $2.62 ዶላር ከጥፍኡ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። ብርቱዕ ሙቐትን ደረቕ ንፋስን ኣብ መላእ ኒው ሳውዝ ወልስ ዝከፍአ ባርዕ ጫካ ክፈጥር ከምዝኽእል ተፈሊጡ። መራሕቲ ኣውስትራሊያ መልእኽቲ በዓል ልደት ኣመሓላሊፎም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now